lirik.web.id
a b c d e f g h i j k l m n o p q r s t u v w x y z 0 1 2 3 4 5 6 7 8 9 #

lirik lagu tedalo – qereba aykonen zefqreki

Loading...

ቀረባ ኣይኮነን ዘፍቅረኪ
ዘረባ ኣይኮነን ዝገልጸልኪ
ስማዊ ኣይኮነን ተጸሊለ
ተፋቂርና ኢና ከምዘየለ

ሓደ ኢደይ ትሕዝኒ’ሞ
ዓለም ምሉእ ዝማረኽኩ’ ትርግሞ
ንዘልኣለም ናትካ’የ ትብልኒ’ሞ
ንፈጣሪ ይመጣጠር ከርክቦ

ቀረባ ኣይኮነን ዘረባ ዘፍቅረኪ

ቀረባ ኣይኮነን ዘረባ ዘፍቅረኪ

ቀረባ ኣይኮነን ዘረባ ዘፍቅረኪ

ቀረባ ኣይኮነን ዘረባ ዘፍቅረኪ

……..

ቀረባ ኣይኮነን ዘፍቅረኪ
ዘረባ ኣይኮነን ዝገልጸልኪ
ስማዊ ኣይኮነን ተጸሊለ
ተፋቂርና ኢና ከምዘየለ

ሓደ ኢደይ ትሕዝኒ’ሞ
ዓለም ምሉእ ዝማረኽኩ’ ትርግሞ
ንዘልኣለም ናትካ’የ ትብልኒ’ሞ
ንፈጣሪ ይመጣጠር ከርክቦ
ቀረባ ኣይኮነን ዘረባ ዘፍቅረኪ

ቀረባ ኣይኮነን ዘረባ ዘፍቅረኪ

ቀረባ ኣይኮነን ዘረባ ዘፍቅረኪ

ቀረባ ኣይኮነን ዘረባ ዘፍቅረኪ

…….


Lirik lagu lainnya:

LIRIK YANG LAGI HITS MINGGU INI

Loading...