lirik.web.id
a b c d e f g h i j k l m n o p q r s t u v w x y z 0 1 2 3 4 5 6 7 8 9 #

lirik lagu ephrem amare – atiyo

Loading...

ኧኸ~ኸ ሆጵ
ኣቲዮ ከም ከመይ ድዩ ፍቕሪ ሂብኪ ትኽእልዮ
ኣትዮ መመሊስኪ ልበይ ውስድ ተብልዮ

ትኽእልዮ መዓረይ ትኽእልዮ ተመቅርዮ
እንታይ እሞ እንታይሞ ‘ቲ ክብለኪ ተዓዲልክዮ
ትኽእሊ ኣ~ሓ
ኧኸ~ኸ ሆጵ

ተመስገን ኢለ ንዓኪ ሂቡኒ ኣሰይ ናበልኩ
ልዕሊ ትሰናይ ሰናይኪ ገዲዱ ፍውስ እንካ በልኩ ኣየ
ካብ ልበይ እንዶ ኣነ ዘፍቅረኪ ናተይ ዓለመይ
ፈትዮዮ ልበይ ናዓኪ ዘፍቀረ ፈዉሲ ሕማመይ
ኧኸ~ኸ ሶጵ

ኣትዮ ትዮ ትዮ: ኣትዮ ትዮ
ኪኢልክለይ ልበይ ሕዝ ተብልዮ
ኣትዮ ትዮ ትዮ: ኣትዮ ትዮ
ይኩነልኪ ድላይኪ ግበርዮ

ሂብክኒወ ጥዑም ፍቅሪ ወሃቢ ይሃብኪ
እወ ጥዑም ይሃብኪ!
ኣቲ ሂብክኒወ ጥዑም ፍቅሪ ወሃቢ ይሃብኪ
እወ ጥዑም ይሃብኪ!
ቹ~ረ~ረ~ዲ~ረ ኣሰይ ቸ~ቸ~ቸ
ቹ~ረ~ረ~ዲ~ረ ኧ~ኸ~ኸ ሰይ

እወ ሂብኪ ትቅበሊ ኣትዮ ትዮ
ልበይ ባዶ ድነበረ ሙሉእ ገይርኪዮ
ማዕሪገልኪ እንድየ ኣነ ኣትዮ ትዮ
ልበይ ባዶ ዝነበረ ሙሉእ ጌርክዮ
እዛ ናይ በይነይ በይነይ እዛ ናይ በይነይ’ወ
ዕብድ ኢለላ ኣይትሓዙለይ
ኣሰይ
እዛ ናይ በይነይ በይነይ እዛ ናይ በይነይ
ዕብድ ኢለ ኣይትሓዙለይ
ኣሰይ
ዱ~ሉ~ል~ላ~ሊ~ሎ
ኧይ ኸ~ኸ

ሂብክኒወ ጥዑም ፍቅሪ ወሃቢ ይሃብኪ
እወ ጥዑም ይሃብኪ!
ኣቲ ሂብክኒወ ጥዑም ፍቅሪ ወሃቢ ይሃብኪ
እወ ጥዑም ይሃብኪ!
ቹ~ረ~ረ~ዲ~ረ ኣሰይ ቸ~ቸ~ቸ
ቹ~ረ~ረ~ዲ~ረ ኧ~ኸ~ኸ ሰይ

እወ ሂብኪ ትቅበሊ ኣትዮ ትዮ
ልበይ ባዶ ድነበረ ሙሉእ ገይርኪዮ
ማዕሪገልኪ እንድየ ኣነ ኣትዮ ትዮ
ልበይ ባዶ ዝነበረ ሙሉእ ጌርክዮ

እዛ ናይ በይነይ በይነይ እዛ ናይ በይነይ’ወ
ዕብድ ኢለላ ኣይትሓዙለይ
ኣሰይ
እዛ ናይ በይነይ በይነይ እዛ ናይ በይነይ
ዕብድ ኢለ ኣይትሓዙለይ
ኣሰይ
ዱ~ሉ~ል~ላ~ሊ~ለ~ይ
ኧይ ኸ~ኸ
እዝም~እዝም ኸ~ኸ ሰይ

ሂብክኒወ ጥዑም ፍቅሪ ወሃቢ ይሃብኪ
እወ ጥዑም ይሃብኪ!
ኣቲ ሂብክኒወ ጥዑም ፍቅሪ ወሃቢ ይሃብኪ
እወ ጥዑም ይሃብኪ!
ቹ~ረ~ረ~ዲ~ረ ኣሰይ ቸ~ቸ~ቸ
ቹ~ረ~ረ~ዲ~ረ ኧ~ኸ~ኸ ሰይ

እወ ሂብኪ ትቅበሊ ኣትዮ ትዮ
ልበይ ባዶ ድነበረ ሙሉእ ገይርኪዮ
ማዕሪገልኪ እንድየ ኣነ ኣትዮ ትዮ
ልበይ ባዶ ዝነበረ ሙሉእ ጌርክዮ

እዛ ናይ በይነይ በይነይ እዛ ናይ በይነይ’ወ
ዕብድ ኢለላ ኣይትሓዙለይ
ኣሰይ
እዛ ናይ በይነይ በይነይ እዛ ናይ በይነይ
ዕብድ ኢለ ኣይትሓዙለይ
ኣሰይ
ኣሰይ ኣሰይ
ኧይ ኸ~ኸ
እዝም
እዝም~እዝም~እዝም~እዝም


Lirik lagu lainnya:

LIRIK YANG LAGI HITS MINGGU INI

Loading...