lirik.web.id
a b c d e f g h i j k l m n o p q r s t u v w x y z 0 1 2 3 4 5 6 7 8 9 #

lirik lagu solomon haile – gobez

Loading...

ወይለየ ውቅብቲ ናይ ውን ሽውንውንየ
ስሉም ደርጊ ኣዕቢድካ ሽፍንየ
ሸናሕ በል ቅራይ’ዶ ቁርባኔ

ሃነነን ነነን ነነነንን ሃነኔ
በዓል ጤራ በዓል ጋቢ ሽንን
ኣበለቶ ብቡን ድውንውንየ

ጎበዝ ዓበደ
ጎበዝ ዓረደ
ጎበዝ ጎበዝ

ኣዋድአቶም ከዋድእ እናበለት
ጎበዝ ጎበዝ
ስንቱር ጎተና ዕጡቕ ጋምባለ
ጎበዝ ጎበዝ
ተወላዊላ ተወላዊላየ
ጎበዝ ጎበዝ
ኣዋድኣቶም ጋይላ ሽላ ንሽላየ
ጎበዝ ጎበዝ

ዳማ ዳማ ዳማ ዳማ ወይኖ
እወ ዳኝየንየ እወ ኾይነ
ዓይና ላምፓዲና ክሰጥም በበይኑ
እወ ኾይኑ እወ ኾይኑ
ኣትራን ኣትራን ሽታ ኣዝመሪኖ
ገና [ ] ይበል ትኽደኖ

ቆንጆ ቆንጆ ቤላ ቤላ
ሜንታ ሜንታ ከረሜላ

ጎበዝ ዓበደ
ጎበዝ ዓረደ

ክትሽኩር ተኸዲና ቐሚሽ
ትብል ውንጅር ውንጅር
ጌራ ሳእኒ ኾዮ ትብል ክምብል ክምብል
ነዚ ፍረ ኣራንሺ ኩመል ጉላ ጉሎ
ከናፍራ ዶልሺ ይመስል ጉርንዶ

ናይ መኒኣ ሰቲ ድምብል ጉራማይለ
ከጥዕመላ ብሪ ጸሊም ኦክያለ
ዘረት ቅድሚ ወኒ ኣብ ቅድመ ጅንነ
በዝማልቶ ፈረንጂ ኣዝማልቶ ጥልያነ

ወሰን ወሰኔ ወሰን ወሰኔ
ወጸ ጀነኔ
መይዳ እስከ መይዳ መይዳ እስከ መይዳ
ወጸ ኮርዒዳ
ንሳ እንታይ ግዳ
ደርቦ ኩዳ
በዓል ነጸላ
አሕጽሮ ጋይላ

ኣብስር እመ ብሽር ኣብ ስር ዝናረ
ዕግርግር ግርግር ከይተጀመረ
ሂር
ሂር ሂር
ስር
ስር ስር

ዓበደ ልቢ ጎበዝ ኣነ ኣብ ሽርሽር
መዘዘ ቅሽር
ድሕር
ዓበደ ልቢ ጎበዝ ፈዘዘ ብ ቕጭን
መዘዘ ቃልት ቀሽር
ሓነነነነን
ነነን
ፋዕነነነነን
ነነን
ሽረረረረርር
ረረር
ዝርርርርር
ርርር

ዓበደ ልቢ ጎበዝ ኣነ ኣብ ሽርሽር
መዘዘ ቅሽር
ድሕር
ዓበደ ልቢ ጎበዝ ፈዘዘ ብ ቕጭን
መዘዘ ቃልት ቀሽር
ሓነነነነን
ነነን
ፋዕነነነነን
ነነን
ሽረረረረርር
ረረር
ዝርርርርር
ርርር

ብሻራ ዶ ኾዮ (ብሻራ ዶ ኾዮ)
ብኩትቻ ሻቦ (ብኩትቻ ሻቦ)
ብብሪ ቆናጁ (ብብሪ ቆናጁ)

ሽረረረረርር
ረረር
ዝርርርርር
ርርር

ብሻራ ዶ ኾዮ (ብሻራ ዶ ኾዮ)
ብኩትቻ ኻባ (ብኩትቻ ኻባ)
ብኹቱር ዕምባባ (ብኹቱር ዕምባባ)

ፋዕነነነነን
ነነን
ሽነነነነነን
ነነን
ናይ መንያ ቅጭኔ
ኢለላ ሃነኔ
ሃነነነነን
ነነን


Lirik lagu lainnya:

LIRIK YANG LAGI HITS MINGGU INI

Loading...