lirik lagu radov leo - habeshawit
music ~
መስታ በርቂ ኣብ ቅድመይ ወደቐ ~
ብሌን ዓይነይ ቋሕታኡ ፀንቀቐ ~
ዓኒደልኪ ብደወይ ሃኒነ ~
ክምስታኺ’ዩ ልበይ ዝወነነ ~
መሸትክያ ልበይ ወይዛሞ ~
ፀዳል ሂዋን ንኣዳም ገረሞ ~
ወንንኒ ውነይ ክስብስቦ ~
ከይኾነኪ ዘርሞ ዘርሞ ~
ኮኾብ ሂዋን ኢኺ (ከምቲ ዘየለ) ~
ኣነ ብፍቕርኺ (ተፀሊለ) ~
ኮኾብ ሂዋን ኢኺ (ከምቲ ዘየለ) ~
ኣነ ብፍቕርኺ (ተፀሊለ) ~
ሓላል ፍጥረት’ያ ምጭውቲ ወዛም ~
መቐረት ወይኒ ባህጊ ንኣዳም ~
ስሕበት ንዓይኒ ሳዕሪ ሮማዲ ~
ኣሳፍሕለይ ክወርስ ዘውዲ ~
ጠምቲ (ዓይነይ ርኣይሞ) ~
ክትፈልጢ (ብልበይ ዝሓልሞ) ~
መን ኣሎ (ልዕለይ ዝቐረበ) ~
ብፍቕሪ (ውነኡ ዘዕረበ) ~
ኣሃ …. ሓበሻ ደመይ …. ኣሃ … ~
ኣሃ …. ንዒ ንዒ ናባይ ~ ክቐስን ልበይ ….
music ~
ከመይሉ ይኸውን ~ ካልእ ክወስደኪ ~
ልዕለይ ግርማ ዝኾነኪ ~
ሓቂ ኣይኮነን ቃል ተመቀረ ~
ብመንፈስን ደምን ዘይተኣስረ ~
ሓቂ ኣይኮነን ቃል ተመቀረ ~
ብመንፈስን ደምን ዘይተኣስረ ~
music ~
music ~
መስታ በርቂ ኣብ ቅድመይ ወደቐ ~
ብሌን ዓይነይ ቋሕታኡ ፀንቀቐ ~
ዓኒደልኪ ብደወይ ሃኒነ ~
ክምስታኺ’ዩ ልበይ ዝወነነ ~
መሸትክያ ልበይ ወይዛሞ ~
ፀዳል ሂዋን ንኣዳም ገረሞ ~
ወንንኒ ውነይ ክስብስቦ ~
ከይኾነኪ ዘርሞ ዘርሞ ~
ኮኾብ ሂዋን ኢኺ (ከምቲ ዘየለ) ~
ኣነ ብፍቕርኺ (ተፀሊለ) ~
ኮኾብ ሂዋን ኢኺ (ከምቲ ዘየለ) ~
ኣነ ብፍቕርኺ (ተፀሊለ) ~
ሓላል ፍጥረት’ያ ምጭውቲ ወዛም ~
መቐረት ወይኒ ባህጊ ንኣዳም ~
ስሕበት ንዓይኒ ሳዕሪ ሮማዲ ~
ኣሳፍሕለይ ክወርስ ዘውዲ ~
ጠምቲ (ዓይነይ ርኣይሞ) ~
ክትፈልጢ (ብልበይ ዝሓልሞ) ~
መን ኣሎ (ልዕለይ ዝቐረበ) ~
ብፍቕሪ (ውነኡ ዘዕረበ) ~
ኣሃ …. ሓበሻ ደመይ …. ኣሃ … ~
ኣሃ …. ንዒ ንዒ ናባይ ~ ክቐስን ልበይ ….
music ~
ከመይሉ ይኸውን ~ ካልእ ክወስደኪ ~
ልዕለይ ግርማ ዝኾነኪ ~
ሓቂ ኣይኮነን ቃል ተመቀረ ~
ብመንፈስን ደምን ዘይተኣስረ ~
ሓቂ ኣይኮነን ቃል ተመቀረ ~
ብመንፈስን ደምን ዘይተኣስረ ~
music ~
Lirik lagu lainnya:
- lirik lagu cashperovskiy - защита (protection)
- lirik lagu howimme - fever viva
- lirik lagu лівінстон (livinston) - хто я? (who am i?)
- lirik lagu yankes (pol) - utwory dramatyczne
- lirik lagu beatriz adriana - esta situación
- lirik lagu foxwithguns - zombieyon (death lawn)
- lirik lagu rimm - beginning.
- lirik lagu stxfsound - talk to me
- lirik lagu go hang music - 80 40's
- lirik lagu skeleblvnt - blvntillion grams